|
المنتدى الثقافي الإرتري في برمنجهام
إعلان عن ندوة عامة بالمدينة
|
|
Eritrean
Cultural Forum in Birmingham
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም
المنتدى الثقافي الإريتري في برمنجهام
 
|
|
|
يستضيف
المنتدى الثقافى الإرترى فى برمنجهام
الأستاذ عمر جابر
Saturday 12/06/2010
1:00PM to 6:00PM
يستضيف المنتدى الثقافي الإريتري في برمنجهام الأستاذ عمر جابر وسوف يلقي محاضرة
بعنوان مستقبل التعايش السلمي في إرترية وذلك يوم السبت الموافق 2010.06.12 في تمام
الساعة واحدة ظهراً ونرجو من الجميع المشاركة. مرحباً بالجميع!!!
ዑደት መምህር ዑመር ጃብር
ናብ በርሚንጋሃም (ዓባይ ብሪጣንያ)
ብሓልዮት ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም ዝተዳለወ መምህር ዑመር ጃብር ንቀዳም ዕለት 12.06.2010 ካብ ሰዓት
1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ናይ ምሸት ብዛዕባ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ብሰለማዊ መንገዲ ብሓባር ምንባር ዝብል
ኣርእስቲ ኣልዒሉ ኣስተምህሮ ክህብ ስለ ዝኾነ፡ ኩላትኩም ብጉዳይ ህዝብን ሃገርን እትግደሱ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና
ንዕድመኩም።
ብሰላም ምጹ!!!
ቦታ
Wardlow Centre, Nechells, Birmingham, B7 4JT
المكان
Transport from City Centre: 26,94,55
ንዝያዳ
ሓበሬታ
رقم الهاتف
07837982799/07828746825
eriecfb@googlemail.com