ዓንሰባ ዶት ኮም ብዛዕባ ጉዳያት ሃገርን ፍጻሜታትን ዝግደስ ናጻ ማዕከን (ፖለቲካዊ ጸግዒ ኣልቦ መርበብ ሓበሬታ) ኮይኑ፡ ኣብ ሃገራዊ መትከላት ተመርኪሱ ምጡን ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት የቕርብ፡ ፍጻሜታት ተኸታቲሉ ናይ ክኢላታት ሓተታን ርኢይቶን የቕርብ። ሕቶ ይኹን ሰነ- ጽሑፍ ናብ contact@ansaba.com ይስደድ