|
(ኣኽር
ላሕዛ)
25/11/2009
ንዝምድና
ኤርትራን
ኢስራኢልን
አመልኪቱ፡
ን(ኣኽር
ላሕዛ)
እተባህለት
ናይ
ሱዳን
ጋዜጣ
ብዕለት
22/11/2009
ዝሃቦ
መልሲ፡
ሓላፊ
ፖለቲካዊ
ቤት
ጽሕፈት
ህግደፍ
ኣቶ/
የማነ
ገብረኣብ፡፡"
ህላወ
ኢስራኤል
አብ
ኤርትራ
ኣዝዩ
ትሑት፡
አብ
ዓመት
ኣምባሳዶር
ዘይርከቦ
ንእሽቶይ
ኢምባሲን
ኮይኑ፡
ንሱዳን
ህዝቡን
ጉድኣት
ዘይተምጽእ
፡
ከምታ
አብ
ካይሮ
ዘላ
ናይ
ኢስራኤል
ኢምባሲ ኢዩ
" ኢሉ።
ብዛዕባ
ዝምድና
ሱዳንን
ኤርትራን
ድማ:
ትምዕብልን
ትዓቢን
ከምዘላን
፡
ብመርገጻት
ናይ
ኣብ
ከባቢና
ከም
ወኪል
አሜሪካ
ክትከውን
ትፍትን
ዘላ
ኢትዮጵያ
ከምዘይትትንከፍን
ገሊጹ::
የመን
ብዝምልከት
ድማ፡
"ኤርትራ
ንተቃወምቲ
የመን
"ሑሲዪን"
ከምዘይትድግፍ
ኣነጺሩ
፡ አብ
ዝኾነ
ከባቢ
ዓለም
፡
ኤርትራ
ከም
ደጋፊት
ናዕቢ
ኮይና
ከም
እትሕሜን
ኣመልኪቱ፡:
ቀጺሉ እውን: " ተቃወምቲ
የመን
ናይ
ገዛእ
ርእሶም
ውሽጣዊ
ሕቶ
ኢዩ
ዘለዎም'ምበር፡
ወከልቲ
ኤርትራ
አይኮኑን"
ኢሉ።
ኣስዒቡ: "
ህዝቢ
ኤርትራ
ብሙልኡ
አብ
ጎኒ
ኢሰያስን
ህግደፍን
ደው
ኢሉ ክም
ዘሎን፡
አብ
መጻኢ
ድማ
ፖለቲካዊ
ፓርትታት
እንተቐይመን
ህግደፍ
ከም
እትቅበሎን
ኣብሪሁ፡፡
ብዛዕባ
አስላማዊ
ውድባት
አመልኪቱ
ድማ
" አብ
እርትራ
ከም
ጥርኑፍ
ኣስላማዊ
ጉጅለ
የለዋን፡
አብ
ተስዓታት
ዝተፈጸመ
እውን
በቶም
ደገፍቲ
ኣስፋሕፋሒ
ኣስላማዊ
ዕማም
ንዘይ
ኤርትራውያንን
ዘይሱዳናውያንን
ዜጋታት
ዝግበር
ዝነበረ
ምትብባዕ
ምኻኑ
ኣብሪሁ።
ቀጺሉ
ድማ
" እዚኦም
አብ
ሞንጎ
ኤርትራን
ሱዳንን
መንጪ
ሽግራት
ኔሮም"
ኢሉ።
|