መራሕቲ መካይን ንወጻኢ ምስዳድ ናይ ንግዲ ስምምዕ ድዩስ መቐጸልታ ሃገራዊ ኣገልግሎት?

 

ዓንሰባ.ኮም

25/2/2010

መራሕቲ መካይን ንወጻኢ ምስዳድ ናይ ንግዲ ስምምዕ ድዩስ መቐጸልታ ሃገራዊ ኣገልግሎት?
እዚ አብ ሞንጎ ሃገረ ኤርትራን ሀገረ ቀጠርን ናይ መጎዓዓዚያ ክኢላታት
: ነኣብነት ከም መራሕቲ መካይን ዝኣመሰሉ: ኤርትራ ናብ ቀጠር ንኽትሰዶም ተፈሪሙ ዘሎ ናይ ንግዲ ስምምዕ: መቐጸልታ ናይቲ ደረት ዘይብሉ  ሃገራዊ ኣገልግሎት ድዩስ ወይ ኣብቲ ሃገር ተኸፊቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቁሉውላው ንምቅላስ: ንሃገርን ነቶም ብናይ ስራሕ ስእነት ዝሳቐዩ ዘለዉ መራሕቲ መካይን ንምርባሕን ምንጪ ኣታዊ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ

 ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ ኣብዚ ጠውቅ/ቂ 


ዓንሰባ  ዶት  ኮም  ምስ  ልሙድ  ኣረዳድኣ ዝጻረር ስነ- ጽሑፍ  ይኹን ርኢይቶ  ኣይቅበልን ፡ ን አብኡ ዝሰፍር  ስነ- ጽሑፍን ሪኢይቶን  ድማ   ብሓላፍነት ከም ዘይሕተት  የረጋግጽ :፡
ሕቶ ይኹን ሰነ- ጽሑፍ ናብ contact@ansaba.com ይስደድ
 
ዓንሰባ  ዶት  ኮም   ዝኾነ ናይ  በጻሕቱ  ብሑትነት   ይኹን ሓበሬታ  ይሕሉ።