ሕብረት ኣውሮጳ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ኣብ ልE ኤርትራ Eተወሰነ Eቀብ ዘትርር ውሳኔ ኣሕሊፉ

ክፍሊ ዜናን ባህልን

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

2 ለካቲት 2010

ባይቶ ሕብረት ኣውሮጳ 1 መጋቢት 2010 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ነቲ ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት

ሃገራት ብዓንቀጽ 1907 (2009) ኣብ E ኤርትራ ዝተወሰነ Eቀብ ዘጽንE (ዘትርር)

ዓንቀጽ 5334/10 ወሲኑ።

ብመሰረት ዓንቀጽ 5334/10

ነቲ Eተገብረ Eቀብ ጥሒሱ፤

ንጸጥታ ናይ ዞና ዝዝርግ ካብ ኤርትራ ዝመጽE ደገፍ ንተቓወምቲ ጕጅለታት

ሂቡ፤

ንዶባዊ ጐንጺ ኤርትራን ጅቡትን ዝምልከት ውሳኔ 1862 (2009 ባይቶ ጸጥታ

ሕቡራት ሃገራት ዓንቂጹ፤

ኣንጻር ካልO ሃገራት ናይ ከባቢ ወይ ዜጋታተን ናይ ዓመጽን ሽበራን ተግባራት

ዝፍጽሙ ውልቀሰባት Eቍቡ፡ መዊሉ፡ መሳለጢታት ኣቕሪቡ፡ ወዲቡ፡ ዓሊሙ ወይ

ኣልዓIሉ፤

ንናይ ሕቡራት ሃገራት ተቛጻጻሪ ኮሚቴ ብመሰረት ዓንቀጽ 1853 (2009) ናይ ባይቶ

ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ከካይዶ ንዝተዋህቦ ስርሓትን ናይ ምጽራይ

Eማማትን ዓንቂፉ

ተባሂሉ ብናይ ሕቡራት ሃገራት ናይ Eቀብ ኮሚቴ Eተኸሰሰ ውልቀ-ሰብ ይኹን ትካል ወይ

ኣካል ናይ ኣጽዋርን ናይ መገሻን Eገዳ ክግበረሉ፣ ከምU ውን፡ ቀዋሚ ይኹን ተንቀሳቓሲ

ንብረቱ ክድስክል ወሲኑ ኣሎ።


ዓንሰባ  ዶት  ኮም  ምስ  ልሙድ  ኣረዳድኣ ዝጻረር ስነ- ጽሑፍ  ይኹን ርኢይቶ  ኣይቅበልን ፡ ን አብኡ ዝሰፍር  ስነ- ጽሑፍን ሪኢይቶን  ድማ   ብሓላፍነት ከም ዘይሕተት  የረጋግጽ :፡
ሕቶ ይኹን ሰነ- ጽሑፍ ናብ contact@ansaba.com ይስደድ
 
ዓንሰባ  ዶት  ኮም   ዝኾነ ናይ  በጻሕቱ  ብሑትነት   ይኹን ሓበሬታ  ይሕሉ።