|
14
ሓምለ 2010
ድሕሪ
ተደጋጋሚ
ኣኼባታትን
ምይይጥን
ዓለም
ለኻዊ
ምንቅስቃስ
መንእሰይ
ኤርትራ
ኣብ
ካናዳ
ፕሮግራሙ
ኣጽፊፉ
ዓላማታቱ
ኣነጺሩ
ዘይመኽሰባዊ
ማሕበር
ተባሂሉ
ዝፍለጥ
ኮይኑ
ኣካል
ናቶም
ኣብ
ዝተፈላለየ
ኩርንዓት
ዓለም
ኮይኖም
ንመሰልን
ፍትሒን
ከማኡ
ውን
ንሕጊን
ዝጣበቑ
ዘለዉ
ዜጋታትና
ሓቢርና
ንምቅላስ
ዕላዊ
ማሕበር
ብዕለት
20 ሰነ
2010 ኣብ
ከተማ
ኦታዋ
ካናዳ
መስሪትና፡፡
መንእሰያት
ኤርትራ
ከም
ተካኢ
ወለዶ
መጠን
ነቲ
ኣብ
ሃገርና
ዪኹን
ኣብ
ወጻኢ
ህዝብና
ብሓፈሻ
መንእሰያትና
ከኣ
ብፍላይ
ዘሕልፎ
ዘሎ
ስቃይ
ብሓባር
ኮይኑ
ክጣበቐሉን
ሰብኣዊ
መሰሉ
ተነፊግዎ
ፈቐዶ
ሃገራት
ኣፍሪቃ
ኤሮጳን
ከም
ብዓል
ግብጺ፡
ሊብያ፡
ሱዳን፡
ኢትዮጵያ፡
ኢጣሊያ፡
ማልታ
ወዘተ…..
ከርተት
ዝብል
ዘሎ
ከኣ
ግቡእ
ምክትታል
ጌርካ
ናብ
ዝምልከቶም
ዓለም
ለኻዊ
ውድብ
ሕቡራት
መንግቲታትን
ከምኡ
ውን
ምስ
ካልኦት
ንመሰል
ሰብ
ተጣበቕቲ
ውድባትን
ማሕበራትን
ሓቢሩ
ኣቤት
ኽብለሉ
ግዴታኡ
ምኻኑ
ብዕቱብ
ኽሪኦ
ዘለዎ
ጉዳይ
ምኻኑ
ከነዘኻኽር
ንፈቱ፡፡
ኣብ
ሃገርና
ንሕጂ
ይኹን
ንድሕሪሕጂ
(ንመጻኢ)
ሕግን
ፍትሒን
ዝኣምንን
ዝኽተልን
ስርዓት
ዝትከለሉ
ኩኔታት
ንምፍጣር
መንእሰያት
ኣኣብዘለናዮ
ኮይንና
እጃምና
ከነበርክት
ካብቲ
ኣዚዩ
ኣገዳሲ
ሓላፍነትና
ምኻኑ
ንኣምንን
ንጽውዕን።
በዚ
ኣጋጣሚ
ከኣ
ንኩሉ
መንእሰይ
ኣብ
ወጻኢ
ዝነብር
ስለ
መሰሉን
ስለ
መሰል
ህዝቡን
ኣብ
ግሉጽ
መድረኽ
ወጺኡ
ብትብዓት
ይኣክል
ክብል
ነዛ
ቅድሜና
ወሊዕማ
ዝጸንሑ
ሽግ
ኣጸቢቑ
ከድምቓን
ከብርሃን
ብዓውታ
ድምጹ
ከስምዕ
ብሓባር
ኮይኑ
ክምክትን
ጸገም
ሓሳረ
መከራ
ኣብ
ኤርትራ
ከብቅዕ
ኣለዎ
ክብል
ንጽውዕ።
ሓድነትና
መንገዲ
ዓወትና
ክብርን
መጎስን
ንሰማእታትና
ዓለም
ለኻዊ
ምንቅስቃስ
መንእሰይ
ኤርትራ
Arabic
English
|