|
ዓንሰባ.ኮም
ከተማ ላስቬጋስ ንዓመታት ናይ ህግደፍ ህዝአት ዝነበረት፡ አብዚ
እዋን`ዚ ብህዝባዊ ተቃውሞ ዝተኻየደ
ምንቅስቃስ፡ ህግደፍ አብ ጫፋት ከተማ ተጸጊዑ ይርከብ፡፡
ሲቪካዊ
ማሕበር ኤርትራውያን አብ ላስቬጋስ በዓል ነጻነት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ደረጃ አብ ኤታልያን _አሜሪካን
ክለብ ዝተባህለ አብ ማእከል ከተማ ንዕለት 26 ግንቦት ከተብዕሎ ትሸባሸብ አላ፡፡
በዚ አጋጣሚ`ዚ ሲቪካዊ ማሕበር ኤርትራውያን አብ ላስቬጋስ ንኩሎም ኤርትራውያን
ተቀማጦ ከተማ ላስቬጋስን ከባቢአን አብዚ ጽንብል በዓል 19 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ክሳተፉ ትጽውዕ፡፡
ብደሓን ምጹ
ሲቪካዊ
ማሕበር ኤርትራውያን አብ ላስቬጋስ
Eritrean Civic Society of Las
Vegas
21 ግንቦት 2010
Arabic
|