ድሕሪ ተደጋጋሚ ኣኼባታትን ምይይጥን ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ፕሮግራሙ ኣጽፊፉ ዓላማታቱ ኣነጺሩ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር ተባሂሉ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣካል ናቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ኮይኖም ንመሰልን ፍትሒን ከማኡ ውን ንሕጊን ዝጣበቑ ዘለዉ ዜጋታትና ሓቢርና ንምቅላስ ዕላዊ ማሕበር ብዕለት 20 ሰነ 2010 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ መስሪትና፡፡Arabic English
ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ኤርትራውያን ንዋዕላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ማለት ካብ ሎስኣንጀለስ፤ ሳንበርናርዲኖ፤ ሳንድያጎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብምእካብ ንዋዕላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም። እቶም ዝተመርጹ ሰባት ካብ ሰለስቲኡ ዓበይቲ ከተማታት ዝመጹ እዮም። ብዝተካእለ መጠን እውን ንዝተፈላለ ...
ሕ ሕቶ፡ ብመጀመርያ ናብ ድሕረ ባይታኻ ብምትኳር ንሰማዕትናዶ ክተላልየና ምኸኣልካ? ሃብተማርያም፡ ብዛዕባ ሞያኻ ባዕልኻ ምዝራብ ኣብ ባህልና ልሙድ ኣይኮነን ። እዚ ሰሪሐ፡ ከምዚ ነይረ፡ እዚ ገይረ፡ ኢልካ ንነብስኻ ምልላይ
ርክብ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ፓልቶክ ”ጭቆና ስርዓት ኢሳያስ ብሓባር ንመክት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ምስ’ዞም ዝስዕቡ ማራሕቲ ኣገዳሲ ልዝብ ከነካይድ ምዃንና ንሕብር፡ ኣቶ ዓብደላ ማሕሙድ ኣቦ መንበር ማእከላይ ሽማግለ ኤ.ዲ.ኪ ኣቶ ተወልደ ገብረስላሴ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤ.ዲ.ኪ.
5 ብጥርጠራ ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ብጥይት ክርሸኑ ተወሲኑ ብ17 ጥሪ 2010፡ ስርዓት ኢሳያስ፡ ብርክት ዝበሉ ተቓማጦ ናይ’ዘን ኣስማተን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓድታት ኣኪቡ፡ ጋር ነብሲ ናይ’ቲ ቅድሚ 2 ዓመት፡ ኣብ መንጎ ከረንን ዓርየታይን ኣውቶቡስ እናዘወረ እንከሎ ብመንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ዝተቐትለ ኣውቲስታ ...
ኤርትራ ኣብ ናይ ወጻእ ጋዜጣታት ካብ’ተን ናይ ፖለቲካን ሲቪልን መሰላት የብለንን ዝብሃላ 47 ሃገራት፡ እተን ዝኸፍአ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት ዝፍጸመለን 9 ሃገራት፣ በርማ፡ ኢኳቶርያል ጊኒ፡ ኤርትራ፡ ሊብያ፡ ሰሜን ኮረያ፡ ሶማልያ፡ ሱዳን፡ ቱርክመንስታንን ኡዝበክስታትንን ኢየን ክብል ፍሪዶም ሃውስ እተባህለ ናይ ሰብኣዊ መሰ...
ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንዴሞክራስያዊ ምሕደራ (ኤ.ም.ዴ.ም.) ፖለቲካዊ መርገጻትን ፕሮግራምን ኣብ ዓለምና ዓቢ ግሎባዊ ቍጠባዊ ምንጋዕ (ቅልውላው) ኣብ ዝርኣየሉ እዋን ኤርትራ ሃገርና ኣብ ምንታይ ኲነታት ከም እትርከብ ንዝከታተል ዘበለ ኩሉ ንምግምጋሙ ከቢድ ኣይመስለናን። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ-ይኹን ጸቢብ ።።።።
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕማቕ መዓልቲ እንክውዕል መግለጺ ባይቶ ማሕበረኮማት ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ብምኽንያት ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወሰዶ ናይ እገዳ ውሳነ። ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን
ሓላፊ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ: አብ እርትራ ከም ጥርኑፍ ኣስላማዊ ጉጅለ የለን ብዛዕባ አስላማዊ ውድባት አመልኪቱ ድማ " አብ እርትራ ከም ጥርኑፍ ኣስላማዊ ጉጅለ የለዋን፡ አብ ተስዓታት ዝተፈጸመ እውን በቶም ደገፍቲ ኣስፋሕፋሒ ኣስላማዊ ዕማም ንዘይ ኤርትራውያንን ዘይሱዳና......
ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኢዲኪ) ናይ ኽልቲእን (ውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ) ኣባልነት ተቕቢሉ ቤት ጽሕፈት ፈጻሚ ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኢዲኪ)አብ ዘካያዶ አኼባኡ ፡ ናይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ነበር ክልቲኡ ውድባት አባልነት ከም ዝተቐበሎ መንጭታት ..